top of page

ብዛዕባና
ሞባእ
ኣገልግሎት
Fostering a community of
faith, love and support
ሽማግለ፤
ዳኒኤል ኣርኣያ
773-816-1387
ክብሮም ምስግና
773-816-2651
ክብሮም ሃብቱ
312-783-8891
ማራን-አታ ማሕበር አምላኽ አብ ቺካጎ ብፍቃድ አምላኽ ወንጌል ቃል ብስራት ንኹሉ ዓሌታት ብፍላይ ድማ ንኣሕዋትና ኤርትራውያን ምንጋርን ንምስፋሕን። ንክርስቶስ ዝመስሉ ኣመንቲ ፡ ምዕባይን ፡ ንዝኣምን ዘበለ ወደ መዝሙር ምግባርን እዩ።
ስለዚ ኺዱ ንዅሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥመቕኩም፡ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ኺሕልዉ ኸኣ እናመሃርኩም፡ ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም። እንሆ ድማ፡ ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።
ወ ማቴ 28:19-20
እግዚኣብሄር ብርሃን ምዃኑን ኣብኡ ኸኣ ሓንቲ እኳ ጸልማት ከም ዜብሉን፡ እታ ኻብኡ ዝሰማዕናያ ንኣኻትኩምውን እንነግራ ዘሎና መልእኽቲ እዚኣ እያ።
1ይ ዮሐንስ 1:5
ራኢና፡
ኩሉ ህዝቢ ናብ ፍልጠት ሓቂ ክበጽሕን ምድሓን ብጎይታ ብየሱስ ክርስቶስ ጥራይ ምዃኑ ኣሚኑ ክድሕን ። ነታ ሓቂ ክፈልጥዋን ክስዕብዋን
እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ ዅሉ ሰብ ኪድሕን ናብ ፍልጠት ሓቂውን ኪመጽእ ዚፈቱ እግዚኣብሄር መድሓኒና ጽቡቕን ቅቡልን እዩ።
1ይ ጢሞቴዎስ 2: 3-4
bottom of page